ኤርትራ፣ ኣብ ሃገራዊ መርመራ 8ይ ክፍሊ ካብ ዝተሳተፉ ልዕሊ 54 ሽሕ ተማሃሮ እቶም ኣስታት ፍርቂ ተሪፎም ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ሃገራዊ መርመራ 8ይ ክፍሊ ዓመተ-ትምህርቲ 2021/2022 ካብ ዝተሳተፉ ተመሃሮ፡ ብማእከላይ ገምጋም 50.4ሚእታዊት ጥራይ ከምዝሓለፉ፣ ንመግለጺ ሚኒስትሪ ትምህርቲ ብምጥቃስ፣ ኣገልግሎት ዜና ኤርትራ ሓቢሩ።