ኤርትራዊ ሽወደናዊ ኤፍሬም አረፋይነ ሃብተ ኣብ ምርጫ ሽወደን ይሳተፍ ዋሽንግተን — ኤርትራዊ ሽወደናዊ ኤፍሬም ኣረፋይነ ሃብተ መስከረም 11,2022 ኣብ ዝካየድ ሓፈሻዊ ምርጫ ሽወደን ን'ሰንትራል' ዝተባህለ ሰልፊ ወኪሉ ኣብ ሰለስተ ባይቶታት'ታ ሃገር ይወዳደር ኣሎ።