ኤርትራ፡ ኣባላት ዕቑር ሰራዊት ናብ ግንባራት ክኸቱ ይጽውዑ ኣለዉ

ወተሃደራት ኤርትራብ ኤርትራ፡ ኣባላት ዕቑር ሰራዊት ኰይኖም ኣብ ዝተፈላለየ ንጥፈታት ዝጸንሑ ትሕቲ 55 ዝዕድመኦም ሰብኡት፡ ናብ ግንባራት ውግእ ክኸቱ ጻውዒት ከም ዝቐረበሎም፡ ቢቢሲ ካብ ኣስመራን ከረንን ዝረኸቦ ሓበሬታ የረድእ።