ኤርትራ፡ ፍትሒ ዘይተረኽቦ ቀይዲ 21 ዓመታት እቶም ንባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ብሓበን ዝዘከሩ ኣብ ዝተፈላለየ ኩርናዕ ዓለም ዝርከቡ ፍትሕን መሰልን ዝጠልቡ ኤርትራውያን፡ ን18 መስከረም ብኣንጻሩ ብሓዘን ይዝክርዋ።