ኣብ ኤርትራ ዝካየድ ዘሎ ግፋን ክተትን ዝፈጥሮ ቅልውላው ማዕረ ክንደይ'ዩ?

ሰራዊት ኤትራኣብ ዝሓለፈ መዓልታት፡ መንግስቲ ኤርትራ፡ ኣባላት ዑቝር ሰራዊቱ ናብ ግንባራት ክኸቱ ከምዝጸውዐ ቢቢሲ ካብ እሙናት ምንጭታቱ ረኺበዮ ንዝበሎ ሓበሬታ ዘርጊሑ ነይሩ።