ስነጥበባዊ ኣብራር ዑስማን ተዓዋቲ ስልማት ፔን ኤርትራ 2022 ኮይኑ

ዓመታዊ ኣብ ዝካየድ ምዕዳል ስልማት ፔን ኤርትራ፣ ስነጥበባዊ ኣብራር ዑስማን ናይዚ ዓመት’ዚ ተዓዋቲ ኮይኑ። ምዕዳል ስልማት ፔን ኤርትራ፣ ሎሚ ሰንበት 02 ጥቅምቲ 2020’ዩ ኣብ ሽወደን ከተማ ስቶኮልም ተኻይዱ። ኣብራር ዑስማን፣ ንነዊሕ ዓመታት ብዘበርከቶ ጥበብ፣ ሓሳብካ ብናጽ ምግላጽን ብሉጽ ደርፍታትን’ዩ ናይዚ ዓመት ተዓዋቲ ኮይኑ ዘሎ።