ህግደፋዊያን ኣንጊሆ ዝሃውተቱ ህግደፋዊያን ሕጂ ውን ክይትቅስኑ ደላይ ፍትሒ ይሕርቅም ኣሎ ኣስናኑ ተላዒልዩ ብደገን ብውሽጥን ሐሪኑ’’ ህግደፋዊያን ኣምለኽቲ ሸፋቱ ርስቶም ተገዲፎም እኳ ዘይሐተቱ ካብ ኣፍንጭኦም ኣርሒቖ ዘይጥምቱ ብሰንኩም ህዝቢ ኤርትራ ተኻላቢቱ’’