ኣቲ ሕላገት ዓደቦይ ኣውሊዔይ መለይ ዓገብ እባ በልለይ መልሲ ኣህዛብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ካብዚ ውግእ እንታይዩ ናታቶም ረብሐ’’ህዝቢ ኤርትራ ንመግዛእቲ ኢትዮጳያ ብቅልጽሙዩ ዝሰዓረ’’ ሕጂ ግን ኢድ ለሚሳ መልሐስ ነዊሐ።