ኣብ ትማሊ ኮይነ ክዛረብ ሎሚ ሰማዒ ስለ ዘይረኸብኩ ዓሚ ኣብ ትማሊ ኮይነ ክዛረብ ሎሚ ስለ ዝተጨወየ ናይ ስዉኣት ሕልሚ ንሸርሒታቶም ክንገብረሉ መዛዘሚ’’ ሐተታ ኤርትራ ንጹዩ ዶባታ ዲል ሂብናዮም ንወረርታ መን ሐቲትዎም ንደቀባታ’’