ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ብሪጣንያ ኣብ ልዕሊኡ ንዝቐረበ ክስታት ምኽፋል ግብሪ ነጺጉዎ

ናይ 20 ቅርሽታት ፓውንድ ዓዲ-እንግሊዝኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ፡ ንኤርትራውያን ብምፍርራሕ ክልተ ሚእታዊት ክኸፍሉ ከምዘገድዶም ብሓደ ኣባል ፓርላማ ብሪጣንያ ዝተፈረመ ጸብጻብ ከሲሱ።