ኣሕዋት ምስ ዝሐብሩ ጸላእቶም የባርሩ

ኣለኹ ዝብል ምስ ተጸወዔ መጸዋዕታ ካብ ውድብ ተሐኤ ንድሕነት ዓደቦ ንዳግማይ ትንሳኤ ተዓዘብቲ ኣይንኹን ህዝቢ እንዳጠኤ’’ መድያታት ነዋሕቲ መልሐስ ክእደባ ለውጢ ምስቲ ብውሽጢ ዘሎ ህዝቢ ኣብ ጥቓ ትኪ ዘሎ ቆልዓ ኣይተብኪ ኤርትራዊዩ ንለውጢ መድፍዕ ታንኪ’’