ሎኽመኛ በልዎ ሰራዊት ተሐኤ ታሪኽ ኣለዎ ሐምድ እድሪስ ዓዋተ ቀንዴል ህዝቢ ብኢትዮጵያ ዝበለ ኣይንግዛእቲ እንቢ ጅግና ምስ ብጾቱ ኣብ ኣዳል ኣዝጊቡ ፈላሚ ሰውራስ ሐሊፉዩ በጃ ህዝቡ’’ ጅግንነት ሰራዊት ተሐኤ ታሪኽ ኣለዎ ንኢትዮጵያዊ ሉኡኽ ሎኽመኛ በልዎ ተሐኤ ዓዲ እንተትኣቱ ህዝቢ ምረሃዎ ንጅግንነት ደቀባት ሰብ ቅያ ኣለዉዎ’’ ፈዳይን ተሐኤ ኣብ ዓዱ ኣብ ከተማ ኣስመራ ዓሪዱ ንከዳዓት ደቂ ሃገር ኣርዒዱ’’