ደራሲት መጽሐፍ ካብ ሕጂ ትም ምባል የለን’’በቲኤል በርሀ ዑቅባዝጊ (ደረስ)

betiealብኣደ ናትናኤል መዋእል ልዋም እወ ንሕበን’’ንመሰልካ ደው ምባል ስለ ዘይኮነ ገበን’’ነቲ ልዕሊ ሕጊ ክኸውን ዝደሊ’’ደሞክራሲ ኣሎ ንመሰልካ ትጣበቐሉ’’ግዝኣተ ሕጊዩ ልዕሊ ኩሉ’’ነቲ ኣንነት ንዓይኑ ዝሸፈኖ’’ብዘይ ቃል ኣጋንኖ’’ብፍልጠት ማዕርኡ ምዃንካ ተእምኖ’’ብቦኽሪ ገዛ ጓል በርሀ’’ሰይ ሰይ ኢለ ኣንጊሀ’’ሎሚ ዓይነይ በርሀ’’ጓል ጓሉ ንሞባእ በራኺ’’ኣብ ሃገር ጀርመን ተወሊዳ’’ኣብ ሃገር ጀርመን ተማሂራ’’ብዲፕሎም ተመሪቓ’’ንዓመታት ብሞያኣ ሰሪሐ’’ኣብቲ ዝብጻሕ በጺሐ።

Abal UNITED(4)ERITREA

ኣባል ንሕብረት ኤርትራ

ኣፍሪቃዊ ቆርብት ዝሕብራ

ኣብ መሰልን ክብርን ኣተኲራ

መጽሕፍ ዝደረስት ንክብሪ መሰላ።

 

በቲኤል ኣፍሪቃዊት ዋዕሮ’’ኣብ ሕጊ ተሞርኲሳ’’ንመሰላ ክተተግብሮ’’ካብ ባዶ ኣይኮነትን ተበጊሳ’’ካብ ዘጋጠማ ሽግር ተበጊሳ’’ሐቂ ዝሐዘለ መጽሐፍ

ደሪሳ’’መጽሐፋ ንብዙሐት ሐበን’’ኣብ መመረቕታኣ(17)መጋቢት’’ዓብን ንኡስን ተኣኪቡ ዝወዓሎ’’መሰል ቀያሕትን ጸለምትን ብማዕረ ንክሕሎ።

 

ስድራቤትኺ ተሐቢና በኣኺ

ብስድራቤት ኣንገረር ክቢርኪ

ምስ ደቕኺ በዓል ቤትኪ

ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ’’

 

ኦኣምላኽና ኣብ ዓለምና ፍቕርን ሰላምን ኣውርደልና ኣሜን ኣሜን’’ብሽም ምሉኣት ስድራቤት ገጣሚ በርሀ ዑቅባዝጊ’’ኣብ ሃገር ጀርመን(17)መጋቢት 2023።