ንምብትታን ተሐኤ ጠንቂ ዝኾነ ምስጢር መበገሲ ሐሳበይ ምስ ዓብደላ ስሌማን ዝተገበረ ሕቶን መልስን ካብ ምስ ስዉእ ኣሕመድ ናስር ሒዝዎ ዝተቐበረ ዓቢ ሃገራዊ ምስጢር ዝብል ትንተና ዝተበገሰ እዩ። ስዉእ ኣሕመድ ናስርን ዓብደላ ስሌማንን ብ1979 ኣብ ዘካየድዎ ቃለ መሕትታት፡ ናይ ውድቦም መርገጻት ኣናኣነጸሩ።(1ይ ክፋል)እዚ ውዲት እዚ ብኣጋ እንተ ዝቃላሕ’’ኢሰያስ ዝመርሖ ውዲተኛ ጉጅለ እንበር’’ውድብ ተሐኤ ይኹን ውድብ ግንባር ኣይምበሉን ፋሕ’’ሹዑ ይካኣል ነሩ ምስ ቶም ሃገራዊያን ተቓለስቲ ህዝባዊ ግንባር ምስራሕ።ሎሚ ንስምምዕ 20 ጥቅምቲ ክንደይ ካብ ሚእቲ እዩ ነዚ ታሪኽዚ ዝፈልጦ’’ህሉዋት ካድራት ተ.ሐ.ኤ እቶም ተንተንቲ ድሕሪ ማይ ናብ ባዓቲ’’ካብ ተሐታትነት ከም ጲላጦስ ኣይኮንኩምን ነጻ’’ታሪኽ ይተንተን እንበር ይታናተን።