ዝኽሪ 6ይ ዓመት መስዋእቲ ሓርበኛ ዶር. በየነ ኪዳነ !!

ጅግና ሓርበኛ ዶር. በየነ ኪዳነ፡ ካብ ዝስዋእ ድሮ 6 ዓመት ኮይኑ። ስዉእ ዶር. በየነ ብዕለት 05 ሚያዝያ 2013 ተሰዊኡ፡ ዕለት 16 ሚያዝያ 2013 ድማ ብዓቢ ስነ ስርዓት፣ ኣብ ከተማከለን - ሃገረ ጀርመን፣ ዝተፈነወላ ዕለት ኢያ።