ሱዳን ኣብ ተመሳቓሊ ጎደና፡ ሰለስተ ተኸታተልቲ ፕረሲደንታት፡ ኣብ ሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልታት

ድሕሪ’ቲ ኣዋርሕ ዝወሰደ ህዝባዊ ምልዕዓል ንደሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ዝሓለፈ ሚያዝያ ፕረሲደንት ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ካብ ናይ ኣስታት 30 ዓመት በትረ ስልጣኑ ተዓልዩ።