ኩነታት ኣብ ሊብያ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት

ዋሽንግተን — ኩናት-ሕድሕድ ሊብያ : ናብ ዋና ከተማ ትሪፖሊ ገጹ ኣብ ዝግስግሰሉ ዘሎ እዋን፡ ኣብ ብርክት ዝበላ መዓስከራትን ኣብያተ-ማእሰርትን ዝርከቡ ኤርትራውያን: ህይወቶም ኣብ ኣስጋኢ ኩነታት ወዲቑ ከምዝርከብ ይገልጹ`ለዉ።