ልኡላዊት ሃገረ ኤርትራ ኣይትድመር! ኣይትኹመር!!

ዝዓበኹም ዝነኣስኩም ክቡራት ኣንበብቲ፡ብቐዳምነት ምዉቕ ሰላምታይ ይብጻሓኩም፡ቀጺለ ድማ ምስ “ልኡላዊት ሃገረ ኤርትራ፡ ኣይትድመር ኣይትኹመር” ትብል ሓዳስ መጽሓፈይ ከላልየኩም ደስ ይብለኒ።