ናይ ኤርትራ ህዝባዊ ምንቅስቃስ ለውጢ ንዲሞክራሲ ህዝባዊ መድረኽ ምይይጥ

ሎስ ኣንጀለስ — ናይ ኤርትራ ህዝባዊ ምንቅስቃስ ለውጢ ንዲሞክራሲ ‘ይአኽል’ ብዝብል ቴማ ንመንግስቲ ኤርትራ ብምቅዋም ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ አናሂም ካሊፎንያ ህዝባዊ መድረኽ ምይይጥ አዳልዩ ኔሩ።