ሱዳን፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ከቢድ ሳቕሎት ይርከቡ

ኣብ ሱዳን፣ ከተማ ካርቱም፣ ኣብዚ ሳልስቲ’ዚ ድሕሪ ኣብ ዝተጎሃሃረ ናዕቢ፣ ብውሕዱ 32 ሰባት ድሕሪ ምቕታሎም፣ ኣብታ ከተማ ዝነብሩ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ከቢድ ሻቕሎት ከምዝርከቡ ሓቢሮም።