ሰራቒ ሞባእ ባዕሉ ይላፋለፍ

ህዝቢ ኤርትራ ተዛራባይ ትግርኛ ጥራይ ኣይኮነን‘‘ሐሰኻ ደንበ ናብ ዝለምለመሉ‘‘ንመንነትና ክብልሉ‘‘ኤርትራዊያን እንዳ መሰሉ‘‘ጉያ ንመቐለ‘‘ትማሊ ረዘነ ሃብተ‘‘ ሎሚ ኣማኒኤል ሳህለ‘‘ትግራይ ትግርኚ እናበሉ ዘሽካዕልሉ።