ኤርትራ፣ ኣብ መናድቕ፣ ናይ ተቓውሞ ጽሑፋት እናበዝሐ ይመጽእ ኣሎ

ኤርትራ፣ ኣብ መናድቕ፣ ናይ ተቓውሞ ጽሑፋት እናበዝሐ ይመጽእ ኣሎምንቅስቓስ “ይኣክል” ካብ ዝተበገሰሉ እዋን፣ ኣብ ሓያሎ መናድቅ፣ “ይኣክል” ዝብል ጭርሖታትን ክጸሓፍ እንከሎ፣ ተመሳሳሊ መልኣኽቲ ዝሃዘለ ወረቓቕቲ’ውን በብእዋኑ ክብተን ጸኒሑ’ዩ።