ስልማት ኖቤል ዝተዓወት ናይጀርያዊ፣ ዎለ ሾይንካ ዝርከቦም 102 ደረስቲን ጋዜጠኛታትን ናብ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ናይ ጥርዓን ደብዳቤ ልኢኾም

ስልማት ኖቤል ዝተዓወት ናይጀርያዊ፣  ዎለ ሾይንካ ዝርከቦም 102 ደረስቲን ጋዜጠኛታትን ናብ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ናይ ጥርዓን ደብዳቤ ልኢኾምኣብ 1986፣ ብስነ ጽሑፍ ስልማት ኖቤል ዝተዓወተ ናይጀርያዊ ደራሲ፣ ዎለ ሾይንካ ዝርከቦም 102 ደረስቲ፣ ጋዜጠኛታትን ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላትን ናብ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ናይ ጥርዓንደብዳቤ ልኢኾም።