ናይ ሓዘን መግለጺ

ሓውና: ኣያና: ኣቦናን ብዓቢኡ ድማ: መቓልስትናን መኻሪናን ዝነበረ ሓርበኛ ግርማይ ኪዳነ (ወዲ ፍሊፖ) ካብዛ ዓለም ብምኽንያት ሕማም ብሞት ብምፍላዩ ዝተሸመዓና ሓዘን ከቢድ’ዩ::