ኦም ብዘይ ፋስ ዲክታቶር ብዘይ በትሪ መዓስ ይወድቕ''ካብ ምስላ ኣቦታትና ኤርትራዊያን ተበጊሰ ዝጸሐፍኩዎ ግጥሚ

ካብ ምስላ ኣቦታትና ኤርትራዊያን‘‘ተበጊሰ ዝገጠምክዋ ግጥሚ‘‘(1ይ)ስሱዕ ንተኽሊ ፍረ‘‘ክሳብ ተውጽእ ክጽበያ ኣይክእልንዩ‘‘ደቂ ኤረይ‘‘ብግብሪ ዕየዩ‘‘ኢሰያስ ንጥፍኣትና ዓጢቑዩ‘‘ናይ ኣርዮስ መሳርሒ‘‘ፎዝያ ሚኒስተር ፍትሒ‘‘ በየናይ ቅዋም ትምርሒ‘‘ንሕቶ ደለይቲ ፍትሒ‘‘ሲኢንክሉ መልሲ።