ሓሙሽተ ተጻወታ ዑቅባ ንምሕታት ዝተሰውሩ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ብኬንያ ተሳዒራ

ሓሙሽተ ተጻወታ ዑቅባ ንምሕታት ዝተሰውሩ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ብኬንያ ተሳዒራ ሎሚ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ኬንያ ኣብ ናይ ፍርቂ ፍጻሜ ግጥም ዝተራኸበት ሃገራዊት ጋንታ 1 ብ 0 ተሳዒራ።