ብምኽንያት ዕረፍቲ ጓሉ ንብጻይና ምስግና ሐጎስ መግለጺ መሪር ሐዘን

መግለጺ መሪር ሐዘን;;ብምኽንያት ዕረፍቲ ጓሉ‘‘ ንተቃላሳይ ሐውናን ብጻይናን ምስግና ሐጎስ‘‘ብሽም ኣባላት ተጋድሎ ሐርነት ኤርትራ‘‘ ሐዘና ንገልጽ‘‘ንመዋቲት ጓልና መንግስተ ሰማይ‘‘ንስድራቤትን ፈተውትን ድማ ጽንዓት ይሃብኩም ጠሊ ትግደፈልኩም ንብል።