ዳግማይ ላምፐዱሳ'፡ 8 ቆልዑ ዝርከብዎም ሓያሎ ስደተኛት ሃለዋቶም ኣይተፈልጠን

መርከብ ሓይሊ ባሕሪ ኢጣልያ ኣብ ኢጣልያ፡ ደሴት ላምፐዱሳ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምጥሓል ጃልባ፡ ሬሳ ናይ 13 ደቂኣንትስትዮ ከም ዝተረኽበ ሓለዋ ባሕሪ ኢጣልያ ገሊጾም።