ምልክታ

ስነ ስርዓት ቀብሪ፡ እነፍቅራን እንፈትዋን ጓልናን ሓብትናን ኣዴናን ነፍሰ-ሄር ወ/ሮ ገነት (ናጽነት) ምስግና ሓጎስ ሓሙስ ዕለት 10.10.2019 ሰዓት 10:30 ክፍጸም ስለዝኾነ

ኣቃብሩና ይብሉ ሙሉኣት ስድራቤት።

 

ኣድራሻ ቀብሪ፡

Friedhof Griesheim (ፍሪድሆፍ ቫልድሹል ሽትራሰ 79)

Waldschulstrasse 79

65933 Frankfurt/M (ፍራንክፍርት ግሪስሃይም)

ሓበሬታ መንገዲ፡

ብባቡር ካብ Frankfurt Hauptbahnhof (ሃውፕትባንሆፍ) Strassenbahn 11 (ስትራሰንባን ቁጽሪ 11)  ናብ Höchst (ሆክስት) ትኸይድ ወይ 21 ናብ Niedkirche (ኒድ ኪርሸ) እትኸይድ ወሲድኩም ኣብ Waldschul Strasse (ቫልድ ሹል ሽትራሰ) ትወርዱ። ካብ ናብ ኢድ የማን ብምስጋር ናብታ ጎደና ከባቢ 50 ሜትሮ ትኸዱ እሞ፡ እቲ መቓብር ኣብ ሸነኽ ጸጋምኩም እዩ።

 

ሕሰም ኣይትርከቡ!