ቀዳማይ ገጽ ዜና ኤርትራ ኣህጉራዊ ዜና ሰብኣዊ መሰላት الأخبار العربية English መደባት ኤረና ኤርትራውያን ነበርቲ ሆላንድ፣ ከባቢ ከተማ ካምፐን፣ ብህግደፍ ንዝተወደብ ሰሚናር ዝቃወም ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

ደለይቲ ፍትሒ ዝኾኑ ኤርትራውያን ነበርቲ ሆላንድ፣ ከባቢ ከተማ ካምፐን፣ ብህግደፍ ንዝተወደበ ሰሚናር ንምቅዋም፣ ሎሚ ሰንበት 27 ጥቅምቲ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።