ኣብ ግብጺ ተኣሲሮም ዝጸንሑ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብዋሕስ ተፈቲሖም

ተቓውምኦም ዘስምዑ ስደተኛታት ኣብ ካይሮ ኣብ ግብጺ ተኣሲሮም ዝነበሩ 5 ኤርትራውያን ስደተኛታት ብዋሕስ ከም ዝተፈትሑ ተጣበቕቲ መሰላት ስደተኛታት ሓቢሮም።