ጨንፈር ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ሃገረ ጀርመን ዕዉት ጉባኤ ኣሰላሲሉ

ትማሊ ዕለት 26 ጥቅምቲ ጨንፈር ጀርመን ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ዕዉት ጉባኤ ኣብቲ ሓደ መዓልቲ ዝውዓለ መድረኽ ኣካይዱ።እቲ ብናይ ኣንቃዕ ብድሓን መጻኣኩም መኽፈቲ ቃል ብወግዒ ናይታ ኣሰናዳኢት ወይ ቴክኒካል ሽማግለ ብወግዒ ድሕሪ ምኽፋቱ ኣብዚ ጉባኤ ናይ ሰልፊ ውሽጣዊ ሕጊ፣ ራኢታቱን ተልእኮኡን ካላኦተ ሰነዳትን ተማየጦሎምን ተሰማሚዕሎምን’ዩ ።