ቃለ-መጠይቕ ምስ ዳን ኮነልን ደቪድ ሺንን ኣብ ጉዳይ ሽልማት ኖበል ሰላምን፡ ኣብ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ንቀ/ሚ ኣቢይ ዘሰክሞ ሓላፍነትን

ዋሽንግተን — ብምኽንያት ሽልማት ኖበል ሰላም ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ዝሓለፈ ዓርቢ ንኽልተ ኣሜሪካዊያን ምሁራትን ተንተንቲ ፖለቲካን ምዝርራብና ይዝከር።