ኣብ ሊብያ ኣብ መዳጎኒ ኣቡሰሊም ዝጸንሑ ስደተኛታት ውጹ ተባሂሎም

ስደተኛታት ኣብ መዳጎኒ ሊብያ ኣብ ሊብያ፡ ኣስታት 800 ስደተኛታት ካብ መዳጎኒ ኣቡሰሊም ሃንደበት ክወጹ ከም ዝተገበረ ገለ ካብኣቶም ንቢቢሲ ሓቢሮም።