ኣብ ኡጋንዳ ዝተሰወሩ ኤረትራውያን ተጻወትቲ ኣብ "ከቢድ ስግኣት" ምህላዎም ገሊጾም

ኣብ ኡጋንዳ ዝተሰወሩ ኤርትራውያን ተጻወትቲ ኩዕሶ እግሪ ኣብ መእተዊ ወርሒ ጥቅምቲ ኣብ ኡጋንዳ ዝተሰወሩ ተጻወትቲ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ኣብ "ከቢድ ስግኣት" ምህላዎም ገሊጾም።