ዋሽንግተን፣ ኣቡነ ኣንጠንዮስ ክፍትሑ ዝጽውዕ ሰፊሕ ሰለማዊ ሰልፊ ንምክያድ ይውደብ ኣሎ

ዋሽንግተን፣ ኣቡነ ኣንጠንዮስ ክፍትሑ ዝጽውዕ ሰፊሕ ሰለማዊ ሰልፊ ንምክያድ ይውደብ ኣሎ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ ብጹእ ወ ቅዲስ ኣቡነ ኣንጠንዮስን ካልኦት ናይ እምነትን ፖለቲካን እሱራት ክፍትሑ ዝጽውዕ፣ ሰለማዊ ሰልፊ ንምክያድ ምድላዋት ይውደብ ኣሎ።