ጽርግያ ዓዲ-ጓዕዳድ ኣቑርደት፡ ንኣሳልጦ ሃገራዊ ቁጠባዊ ልምዓት’ዶ ንጸቢብ ጉጅላዊ ረብሓ?

ብባህሪኡ ዘይህዝባዊ፡ ዘይደሞክራስያዊ፡ ዘይልምዓታዊ፡ ብዓይኒ ሕጊ ከኣ ዘይሕጋዊ፡ ብተግባር ድማ ብስነ-መጎት ሓይሊ ጥራሕ ዝረዳዳእ፡ ልዑል ገንዘባዊ ወጻኢ ሰሊዑ፡ ብዝተወደበ ኣገባብ ንዜጋታት ዝሃድን፤ ሒዙ ዘሳቒ