ድሕሪ ባይታ ናይ ኣመጻጽኣን፡ ሓላፍነትን፡ ናይ ባይቶ ኤርትራውያን ሰሜን ኣመሪካ፡፡

እታ ንገዛእ ርእሳ “ባይቶ ኤርትራውያን ኣብ ሰሜን ኣመሪካ” ዝብል ስም ሰምያ፡ ነቲ ምንቅስቓስ “ማዕበል ይኣክል” ኤርትራውያን፡ ሓይሊ ዕማም፡ ብምስጢራዊ ኣገባብ፡ ነቲ ፖለቲካዊ መትከል፡ካብ ሓይሊ- ዕማም ናብ ውድብ ቀይራቶ እያ፡፡