ብሪጣንያ፣ ደገፍቲ ህግደፍ፣ ኣብ ልዕሊ ጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኢያሱ፣ መጥቃዕቲ ኣካይዶም

ብሪጣንያ፣ ደገፍቲ ህግደፍ፣ ኣብ ልዕሊ ጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኢያሱ፣ መጥቃዕቲ ኣካይዶም ኣብ ብሪጣንያ ዝርከቡ ደገፍቲ ስርዓት ህግደፍ፣ ኣብ ልዕሊ መስራትን ዋና ኣሰናዳኢን ኣሰና፣ ጋዜጠኛ ኣማኑኤለ ኢያሱ መጥቃዕቲ ኣካይዶም።