ሑሴን ሉባክን ኣብርሃ ሓይለዝግን ኣብ ጉዳይ ሕወሓትን ኤርትራን

ዋሽንግተን — ህወሓት ኣብ ዘካየዶ ህጹጽ ጉባኤ፡ ናብ ብልጽግና ፓርቲ ከምዘይጽንበር ምውሳኑ ሓቢሩ፡ ናብ ህዝቢ ኤርትራ ዝቐንዐ መልእኽቲ`ውን ኣሕሊፉ ኔሩ