ዶብ ሱዳንን ሊብያን፣ ዝበዝሑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 107 ስደተኛታት ተታሒዞም

ዶብ ሱዳንን ሊብያን፣ ዝበዝሑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 107 ስደተኛታት ተታሒዞም ሓይልታት ጸጥታ ሱዳንን ሊብያን ዚጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያ ምዃኖም ዝጠቕስዎም 107 ስደተኛታት ኣብ ዶብ ክልቲኤን ሃገራት ከምዝሓዙ ገሊጾም።