ስምዕታት ሰራዊት ንምጉርጓር ዝዓለመ ሰፊሕ ወተሃደራዊ ኣኼባ ተኻይዱ

ስርዓት ኢሳያስ ኣብ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ በብጊዜኡ እምነት እና’ጒደለ ብምምጻኡ፡ ብትካል ደረጃ ኣወዳድባኡ፣ ዓቕሚታቱን ብቕዓታቱን ንምድኻም ከዓዪ ጸንሑ’ዩ።