“ኣብ 2019፣ ልዕሊ 72 ሽሕ ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ ዑቕባ ሓቲቶም” UN

“ኣብ 2019፣ ልዕሊ 72 ሽሕ ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ ዑቕባ ሓቲቶም” UN ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ዝተዛዘመት፣ ዓመተ 2019፣ ልዕሊ 72 ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ ዑቕባ ከምዝሓተቱ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ።