ክፋል ዕደና ወርቂ ቢሻ ኣብ ልዕሊ ሰራሕተኛታት ሃሞሙ

ቅድሚ ሰለስተ መዓልታት ኣቢሉ ዕደና ቢሻ ብከፍል ኣብ ልዕሊ ሰራሕተኛታት ኣስገዳድ ኣገልግሎት ከምዝሃመመን፡ ልዕሊ ዓሰርተው ሓሙሽተ ሰራሕተኛታት ሽዑ ንሽዕኡ ሂወቶም ከሓልፍ እንከሎ፡ ብርክት ዝበሉ ስራሕተኛታት ድማ ከቢድ ጉድኣት ከምዚወረዶም፡ እሙን ምንጪ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ካብ’ቲ ከባቢ ሓብሩ።