መግለጺ ግ.ሃ.ድ.ኤ. ብምኽንያት ዓለምለካዊ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ

 ብዙሓት ሃገራትን ዲሞክራስያውያን ምንቅስቓሳትን፣ ዓለምለኻዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ 8 መጋቢት ኣብ ዘኽብረሉ ግዜ፡ ህዝቢ ኤርትራ ግን ነዛ ታሪኻዊት መዓልቲ’ዚኣ ሓለፋ ካልኦት ብድምቀት ከብዕላ ናይ ግድን ኢዩ። እዚ ዝኾኑሉ ከኣ፡ ኤርትራዊት ጓል ኣንስተይቲ፣