ንኣህጉራዊ ውዑላት መሰል ስደተኛታት ዝዳፋእ ኣካይዳ፡ ቅቡል ክኸውን ኣይግባእን፤

 ብቐዳምነት ንህዝብን መንግስትን ኢትዮጵያ ነቲ ብሰንኪ መዕነዊ ፖሊሲታት ስርዓት ህግደፍ ኣብ ሃገሩ ክነብር ዘይከኣለ ኤርትራዊ ስደተኛ እናተቐበለ ክሳብ ሕጂ ብሰላም ክነብርን፡