ማሕበር ኣካለ ጽጉማን ኤርትራ ጠቕላላ ጉባኤኡ ኣካይዱ

 ካብ ዕለት 06-03-2020 ኣትሒዙ ብምክትታል ንኽልተ መዓልቲ ዝወሰደ ናይ ማሕበር ኣካለ ጽጉማን ኤርትራ ጠቕላላ ጉባኤ ብዓወት ተዛዚሙ።