መግለጺ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ ታሪኻዊት ኵናት ተጎርባ

መበል 56 ዓመት ዝኽሪ ታሪኻዊት ኲናት ተጎርባ ኣብ እነብዕለሉ ዘሎና እዋን፣ ብሰንኪ ኣዕናዊ ምሕደራ ናይ’ቲ ንኣስታት ሰላሳ ዓመታት ብኣፈሞዝ ዝገዝእ ዘሎ ስርዓት ውልቀ መላኺ፣ ኤርትራ ሃገርና ኣብ ኣዚዩ ሕማቕ ኩነታት ትርከብ ምህላዋ ስዉር ኣይኮነን።