መልሲ ንዑሳብ ህግደፍ ግርማይ የማነ,

መንዩ ብህልቀት ላንፒዱዛ ተሓታቲ‘‘ኤርትራዊያን ኣይኮኑን ዝበለ‘‘መንድዩ ምስ ኣቢዪ ቃል ክዳን ዝኣሰረ‘‘ህዝቢ ይጸንት ኣሎ ኢሉ ንዓገብ ዝበለ‘‘ትብሉ ወያነ‘‘መንዩ ዝበልዓሉ ጻሕሊ ዝሰበረ‘‘ንዘኽበሮ ህዝቢ ዘሕሰረ።