ኤርትራ፡ ፓርላማ ጀርመን ንዘውጽኦ መግለጺ 'ነውራም' ክትብል ነጺጋቶ

ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ጀርመን ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ጀርመን ሎሚ 30 ሚያዝያ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፡ ሓደ ፓርላመንታዊ ኮሚቲ ጀርመን ዘውጽኦ ንኤርትራ ዝነቅፍ መግለጺ "ግዚኡ ዘይሓለወ፡ ዘባልን ዘይብሱልን" ክብል ነቒፉ።